ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ካብ 2017 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕልኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዝተሐደሰን ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ዘለኵም ኣብናያ መሳርሒ ፅሕፈት እትወዳደሩ ነጋዶ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለተ እዉን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ከምእዉን ናይ 2017 ዓም ናይ ወርሒ መሰከረም ዲክለለር ዝገበርክምል መረዳእታ ከትቀርቡ እትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዛት ዘይምለስ መግዝኢ ሰነድ 100 ቅርሺ ከፊልኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካነኩም

4 ሳንዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ኣብ ኣፍደገ ይርከብ

5 ሰነድ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 11/2/2017 ዓም ክሳብ 29/2/2017 ዓም ምካኑ መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት10000 ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 5000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 3000 ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከምእወን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/2/2017 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሐሪ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

 7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ጽሬቱ ምስተረጋገፀ አታዊ ክገብር ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

10 ኣብ ነብሰወፈከ ገፅ ማሕተምን ፊርማን ክዓርፎ አለዎ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ ዝንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንብዝበለፀ ሐበሬታ 0936371057

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo