ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ እንዳባጉና ብናይ 2017 ዓም መደበኛ በጀት ዓመት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ ከተማ እንዳባጉና ዝረከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሃለቅትን ቀወምቲን ንብረታት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ እንዳባጉና

1 በቲ ዘፈር ግብሪ ንግዲ መንግሰቲ ከፊልኩም ናይ 2017 ዓም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ሰርትፊኬት ዘለኩምን ዘለኩምን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ 2017 ዓም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረብቲ ዘለኩምን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝብቲ ንዝኮንኩም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እን ቫት ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ገይርኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ኣብ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ኣብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣብ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒታትን እትወዳደሩ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮንኩምን ኣካላት ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም

6 ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣብ ናይ ሃለቅትን ቀወምትንኣቅሑት እትወዳደሩ መቅረብቲ ድማ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ክትኮኑ አለኩም

7 ኣበዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራሕ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ወይድማ ናይ ሐደ ወርሒ ቀዲም ኩም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ሪፖርት ወይድማ ሒሳብ ዝተወራረደሉ ሪፖርት ክተቅርቡ እትክእሉ

8 ናይ ኩሉ ዝተሐተተ ረቆሒ ቅዳሕ መረዳእታ  በፖስታ ዓሺግኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

9 ካብ ሐደ ዘፈር ንላዕሊ ክትወደደሩ እትደልዩ መቅረብቲኣብ ፅሕፈት መሳርሐ ሃለቅቲን ቀወምቲን ኣቅሑት ዝተሳተፍኵመ ምስቲ ዓብይ ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዝኩም ብሐደ ኣድለይቲ ዝባሃሉ መወዳደሪ ረቆሒታት ቅዳሕ መረዳእታት ኣካቲትኩም ኣብ ሐደ ፖስታ ዝዕሸጉ ኮይኖም ናይ ፅሬት ኣቅሑት ናይ ናይ ሕትመት ስራሕቲን ናይ ኤሌክትሮነክስ መሳርሕቲ ድማ በቢናይ ባዕሎም ፖስታ ብምዕሻግ ኣድለይቲ ዝባሃሉ መወዳደሪ  ረቆሒታት ብምትሕሓዝ ዓሺ ክተቀርቡ እትክእሉ

10 ዝተማለአ ሰነድ ጨረታ ወና ምስ ምስክር ወቀረት ብፖስታ ዓሺግኩም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብአካል ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

11 ናይ ተደለይቲ መወዳደሪ ረቆሒታት ዋና ምስክር አድላይ ኮይኑ እንተተረኪቡ በ ዝተሐተትክምሉ ግዜ ክተቅረቡ እትክእሉ

12 ተወዳደርቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ማለተ እዉን ቢድቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒን  ሃለቅትን ቀወምቲን ኣቅሑት ብሐደ 5000 ቅርሺ  : ንናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳረሒታት 3000 ቅርሺ   : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 2000 ቅርሺ   : ናይ ሕትመት መሳርሒታት  2000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ብምክፋል ከትሕዝ ዝክእል

13 ናይ ዝስርሑ ናኣብነት ከም ማሕተማት ዝበሉ እዉን ፎቶ ኮፒን ፕሪንተርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቀለማት ኣብ ጥቅሚ ቅድሚ ምዉዓሎም ንከይባላሸዉ ናይ ፅሬት መረጋገፂ ዉሕስና ማለተ እዉን ጋራንቲ ብደብዳቤ ከረጋግፀልና ዝክእል

14 ጨረታ ወጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካበ ዝተከፈተሉ ጀሚሩ 25 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን

15 ዝሰዓረ ሕፁይ ምስ ሰዓረ ዉዕሊ መከበሪ 10 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

16 ብናይ ባዕልኩመ መጎዓዝያ ተጠቂምካም ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ እንዳባጉና ቀበሌ 01 ክተቅረቡ እትክእሉ

17 ቤት ፅሐፈትና ማለት እዉን ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ካብ ነፀላ ኣቅሓ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳከ ወይ ምንካያ መሰል አለዎ

18 ናይዚ ዝርዝር ዘሐዘ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ እንዳባጉና ቀበሌ 01 ኮይኑ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፊልኩም ካብ ዕለት 12/2/2017 ዓም ክሳብ 21/2/2017 ዓም በተከታተልቲ መዓልቲ ኣብ ዘሎ ስራሕ ግዜ እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ከምትክእሉ ንሕብር

19 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ 12/2/2017 ዓም ክሳብ 21/2/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ይኩን እምበር ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ስነ ስርዓት ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

20 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914250185

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo