ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየኣብ ዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ሕጋዊ ንግዲ ክማላእ ዝግበኦ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቕርብ

2. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ/ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3. ቫት ወይ ቲኦቲ እንተኮይኖም ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊወኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4. መኽበሪ ጨረታ ብር 10.000.00(ዓሰርተ ሽሕ) ስፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይጨረታ ሳንዱቕ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከእቲ ዝኽእል።

5. ጨረታ ዝጋወሐሉ ዕለት 06/02/2017ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/02/2017 ዓ/ም
ሰዓት 4፡00 ንጎሆ ታዓዕዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት430 ንጎሆ ባዕሎም/ሕጋዊወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኸፈት።

6. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይትግራይ ቢሮቑፅሪ 05 ፋ/ምም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኽእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 06/02/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/02/2017 ዓ/ም ሽምን ኣድራሻ ፣ ፌርማ፣ ማህተምን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

7. ተጫራቲ ሳዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ማዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ

8. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሰዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት
ኣታዊ ይገብር

9. ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞኮረ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝከዉን ንጨረታ መክበሪ ዘትዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን።

10. ኣሸናፊ(ሳዓራይ) ዝኮነ ነጋዳይ 2% ዊዝ ሆሊዲግ ይኸፍል።

11. መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

12. ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁ ስ 0914131548 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ግልፂ ጨረታ

ተ.ቁዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒ በዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ላፕቶፕ ኮምፒተር➢ Core 17 
➢ 13 th Generation 
➢ Touch Screen 
➢ 16 GB RAM
➢ 1 TB 
➢ 6 haur Battery
 ➢ 1.7-3.2 GHZ Process Speed
 ➢ Screen Size below 14 Inch
ቁፅሪ03
2

ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር

➢ Desktop
➢ Core 15
➢ 12 th Generation
➢ 8 GB RAM
➢ 1 TB
ቁፅሪ03

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo