ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡-

ሆስፒታል መቐለ

በቑፅሪ 3162/0ፕ-17-1/17

ዕለት 06/02/2017 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡-

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 06/02/2017 ክሳብ 08/02/2017 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት

3. ተጫረቲ ሰዓርቲ ምዃኖም ብደብዳበ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓፂር እዋን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

5. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

6. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ

7. መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ ናይዚ ዝርዝር ካብዚ ስዒቡ ተቐሚጡ ኣሎ

8. ክፍሊት በጀት ኣብዝተለቐቐ ዝክፈል ይኸውን።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo