ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተማና ዝስርሑ ናይ መንገዲ ፅገና 532 ሜትር ኪቡ ፋሕሸር ምፍሳስ ስራሕቲ ነቲ ፋሕሸር ንምጎዓዝ ካብ ጎቦ ዳጀነራል አርኣያ ወይም ካብ ሰይት ከጎዓዓዝ ዝክእላ ሲኖትራክ : ዳብል ትራክ : ገልባጭ መኪና ፋሕሸር ንምጎዓዝ ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1 ከምኡወን ሻወር ትራክ ሎደር ሉሎር ማሽነሪ ኣብዚ ፋሕሸር ኣብ ዝፈሰሰ ንምስራሕ ንሕድሕድ ማሽነሪ ንሸሞንተ መዓልቲ ከስርሕን ኣብ መዓልቲ ድማ ሸሞንተ ሰዓት ክስርሕ ዝክእል በዚ መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ስለዝደለና ኣብዚ ክትሳቱ በበዚምልከተኩም ወይም በቢዘርፉክም ክትወዳደሩ እትደሊዩ

2 ብናይ ማሽነሪ ክራይ ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር

3 ተወሳኪ እስት ታክስ ዝተመዝገበ ክኮን ይግባእ

4 ኣብቲ ናይ ደረቅ ፅዕነት ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር እንተኮይኑ ድማ ብዛይ ቫት ክወደደር ዝክእል ምኮኑ እንዳገለፅና ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ንምስታፍ ነዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት ኣማሊእኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

5 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቲን ናምበር ዘለዎ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ደብተር ዘለዎ ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

8 ብናይ መሺነሪ ክራይ ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር ቫት ወረቅት ምስክር ዘለዎን ቅዳሕ ገይሩ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

9 ከምኡዉን ናይ ለካቲት ወርሒ 2008 ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝምልከት ፀብፃብ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

10 ብናይ ደረቅ ንግዲ ፍቃድ ዝወዳደር እንተኮኑ ድማ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘይተመዝገበ ይክእል ክወዳደር ይክእል እዩ

11 ተወዳደርተ ካብ 11 ሚያዝያ 2008 ጀሚሩ ክሳብ 26 ሚያዝያ 2008 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናነስን ከተማ ሽረ እንዳስላለሴ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 21 ብምምፃእ 50 ቅርሺ ዘይምለስ እንዳከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

12 ጨረታ 26 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሰሊ ዕለት 26 ሚያዚያ 2008 ዓም ሰዓት 4:30 ባዕለም ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክብሪ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዝብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

14 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተገፀሉ በቲ ምምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

15 ሰነድ ጨረንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎመ ፌርማን ማሕተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ

16 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344444916 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣልÂ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo