ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ፡፡

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ን2ይ ግዘ ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ፀገንቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ታ.ቁናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለዪ/specification/መዐቀኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Change /Repair Switchቑፅሪ01
2Change /Repair Socketቑፅሪ01
3Change /Repair Dividerቑፅሪ01
4Change /Repair Breackerቑዕሪ01
5Instalation of Electric systemቑፅሪ01
6Change /Repair Florescent bulbsቑፅሪ01
7Change /Repair Starterቑፅሪ01
8Change /Repair fuseቑፅሪ01
9Change /Repair Staplazerቑፅሪ01
10Change Dinamo Repairቑፅሪ01
11Change Switch Repaire With Materialቑዕሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /IN/ ፣ መትረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቀርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም ኣብ ውሕጢ 3ተ መዓልቲ ኦርደር ብምውሳድ በቲ ቢሮና ዘዳለዎ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ናብ ቢሮና ስቶር አተዊ ዝገብር ይከውን።

4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/02/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

6. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ፅ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኸራት፡፡

7. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ፡፡

8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914720632/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo