ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኢ/ማቴሪያል: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ስራሕቲ ፍልፍል ምጉልባት : ዚንጎ ማይ ሙዑቃር ወይድማ ሩፍ ዋተር ሃርቨስቲንግ : ፓምፕ ሃዉስ ምስራሕን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ

5 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡ እዉን ዝተማልአ ደከመንት ኣብ ዝቀርሉ ይኽፈት

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ: ንኤሌክትሮኒክስ: ዚንጎ ማይ ሙዑቃር ወይድማ ሩፍ ዋተር ሃርቨስቲንግ 4000 ቅርሺ :ስራሕቲ ፍልፍል ምጉልባት 5000 ቅርሺ :ንፓምፕ ሃዉስ ምስራሕ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 ተጫረቲ ናይ ማይ ስራሕቲ ፍልፍል ምጉልባት ዚንጎ ማይ ሙዑቃር ወይድማ ሩፍ ዋተር ሃርቨስቲንግ ደራጃ 8 ትሕቲኡን ክኮኑ ይግባእ

8 ተጫረቲ ንፓምፕ ሃዉስ ምስራሕ ደረጃ 8ን9 ክኮኑ ይግባእ

9 Â እቲ ጨረታ ብዝተፈላለዩ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃአ ገየሩ ዘትሓዝዎም ትሕጃ ናብ መንግስት ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር

10 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ምክፈቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

12 ተጫቲ ኣብ ዘቀርብዎ ሰነድ ሽሞም ፊርማን ማሕተምን ከስፈሩ አለዎም

13 ተጫረቲ አብ ዘቅረብዎ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸዉን አለዎ

14 ተጫረቲ ዘቅረብዎ ደኩመንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺጎም ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፍ

15 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 45 መዓልቲ ይኸዉን

16 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከይዲ /ስራሕ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 4 ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ

17 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/08/2008 ዓ/ም አብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ 5:30 ይክፈት Â

18 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0344340033 ወይ ድማ ብቁፅሪ ፋክስ 0343400010 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo