ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ
  • መሳርሒ ፅሕፈት
  • መሳርሒ ህንፃ
  • ኣቁሑት ኤሌክትሪክ
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ
  • ኣቁሑት ቢሮ

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN NAMBER/ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ መጋቢት/ 2008 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

  1. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::
  2. 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር ጥራሕ/ ብምኽፋል ካብ 13/08/ 2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 3/09/2008 ዓ/ም ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም ኦርጀናልን ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

  1. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪን
  • ሎት 1 ብር 15000.00
  • ሎት 2 ብር Â 5000.00
  • ሎት 3 ብር Â 5000.00
  • ሎት 4 ብር Â 3000.00
  • ሎት 5 ብር 3000.00
  • ሎት 6 ብር 3000.00

  ብ CPOብጥረ ገንዝብ /በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 4/09/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 2:30 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ እቲ ኮሌጅ ናይቲ ዝዕደግ ንብረት መጠን 20% ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ንብረት ማለት እዉን ብቴኒክ ሞያ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፅ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

12 ተጫረቲ አብ ዝኮነ እዋን ኦርጅናልን ዶክሜንትኹም ክተቕርቡ ትካልና ኣብ ዝሐቶ ግዜÂ Â Â

እተቕርቡ ምካንኩም::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩምÂ ንሕብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo