ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብ ቢሮና ዌብሳይት ዲቨሎፕ ክገብርን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ኣቁሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ዘለዎም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከተቅርቡ ትክእሉ

2 መክበሪ ጨረታ

 ንፅሕፈት መሳርሒ: ንዌብ ሳይት :ንመኪና ጎማ ብር 3000.00 /ሰለስተ ሸሕ / ንኤሌክትሮኒክስ 15,000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ/ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

3 ንኩሉ ዓይነት መሸጢ ዋጋ ሰነድ ጨረታ

ዘይምለስ ብርÂ 30.00 /ሰላሳ ብር / ብምኽፋል ጨረታ ሰነደ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይÂ ደጋፊÂ ኸይዲ ስራሕÂ ዕዳጋ ፋይናንስንÂ ምምሕዳር ንብረትንÂ ቢሮ ቑፅሪ 22Â ካብ ዕለት 13/08/ 2008 ዓ/ም ክሳብ 27/08/ 2008 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ Â

4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

   4.1 እቲ ጨረታ ዕለት 27 /08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ ብግልፂ ይኽፈት::

5 ቢሮና ዝዕድጎም አቐሑት ከምኣድላይነቱ 20 % ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

6 ኣብዚ ጨረታሰዓራይ ዝኮነ ትካል ካብ ዘሸነፎ ጠቅላላ ዋጋ 10 % አትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሪንተር ቀለም ሰሪያል ናምበር ዘለዎ ኮይኑ ኦርጅናል ክከዉን አለዎ::

7 ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊስኩም ክተቅርቡ አለኩም ቫት የስጨምራል ኢልካ ምፅሓፍ ኣይከኣልን

8 ሰዓራይ ንዘሽነፎም አቐሑት በቲ ዝወፀ ስፐስፊክሽን መሰረት ኦርጅናል አቁሑት ምኮኖምÂ ምስተረጋገፁ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብር::

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

 ስቑ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo