ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላ /የተ/ዉ/ማህበር ንፕሮጀከት ስራሕ ዝዉዕላ ገልበጥቲ መካይን ካብዙይ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቆሒ መሰረት ላጪ ቢሮ መፂኡ ካብዚ ማስታወቂያ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ክምዝገብ ነታሓሳስብ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

1 ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝሐደሰ

2 ናይ 2015/2016 ምህርቲ ዝኾነ ገልጣጭ መኪና ከቅርበ ዝክእል ወይም ኣብ ፅቡቅ ስታተሰ ዝርከብ ንእምኒ ዝኾነ መካይን

3 ናይ ገንዝብ ቅብሊት ህጋዊ ደረሰኝ ቫት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል

4 16 ሜ3 ካብኡ ንላዕሊ ዝኾነ ዓቅሚ ዘለዎ

5 ሊብሬ ናይ በዓል ዋንነት ከቅርብ ዝክእል

6 ክረይ ዋጋ 275.00 ንሐመድ ስራሕ ከስርሕ ፍቃድኛ ዝኮነ

7 ክራይ ዋጋ 350.00 ንእምኒ ስራሕ ከስርሕ ፍቃድኛ ዝኮነ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo