ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዓመታዊ ንብረት ፅገና እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ዕገናታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክአስር ይደሊ :: ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ፀገንቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ታ.ቁ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለዪ/specification/ | መዐቀኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፅገና ላፕቶፕ | ቑፅሪ | 01 | ||||
2 | ፅግና ፕሪንተር | ቑፅሪ | 01 | ||||
3 | ፅገና ፎቶ ኮፒ | ቑፅሪ | 01 | ||||
4 | ፅገና ፋክስ | ቑፅሪ | 01 | ||||
5 | ፅገና ዩፒኤስ | ቑፅሪ | 01 | ||||
6 | ዕገና ረሲቨር | ቑፅሪ | 01 | ||||
7 | ፅገና ቴሌቨዥን | ቑፅሪ | 01 | ||||
8 | ፅገና ስዊች 24 ፖርት 11218 | ቑፅሪ | 01 | ||||
9 | ፅገና ስዊች | ቑፅሪ | 01 | ||||
10 | ፅገና ሲስኮ ስዊች | ቑፅሪ | 01 | ||||
11 | ፅገና ዲጂታል ካሜራ | ቑፅሪ | 01 | ||||
12 | ፅገና ስካነር | ቑፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ ፕሮፎርማ
ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር
ኣይቀርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።
3. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም በቲ ቢሮና ዘዳለዎ ውዕሊ መሰረት ውዕሊ ብምእሳር ናብ ቢሮና እናመፀ ናይ ዕገና ግልጋሎት ዝህብ ይከውን።
4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡
5. እዚ ፕሮፎርማ አብ ሞንጎና ቢሮናን ፀጋናይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኸእሉ፡፡
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914720632/0914032454 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።