ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

 ሎት ሓደ ናይ ዶዘር ክራይ

ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት

 ሎተ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት

ሎት ኣርባዕት ህንፃ መሳርሒ

ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎት ኣርባዕተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

  • ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 10 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 25 ሚያዝያ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 25 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት 25 ሚያዝያ 2008 ዓም ልክዕ 9፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት
  1. ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል
  • ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510044/ 0345510721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo