መቐስ ፖሊ ቴክኒክ ኮስጅ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ሳዕሪ ባዕሉ ዓፂዱ ዝወስድ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፣ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

ቁፅሪ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/0119/ሐ-05

ዕለት 15/01/2017ዓ/ም

ንካልኣይ ጊዜ ዝወፀ

ናይ ሳዕሪ ምልክታ ጨረታ

መቐስ ፖሊ ቴክኒክ ኮስጅ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ሳዕሪ ባዕሉ ዓፂዱ ዝወስድ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፣ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ

1. እቲ ጨረታ ካብ ዕስት 15/01/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕስት 21/01/2017 ዓ/ም ስብ ኣየር ፀኒሑ ኣብቲ ዕስት 22/01/2017 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ጨረታ ከይተከፈተ ስይተርፍን::ናይ መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፣ ናይቲ ተወዳዳራይ ሽምን ኣድራሻን/ስስኪ ቁፅሪ/፣ ፊርማን ዘስዎ ክኸውን ይግባእ።

2. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ 2000 (ከስተ ሽሕ ብር) ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ስስዎም።

3. ተጫረቲ እቲ ሳዕሪ በሸካስ ዘደሮም ብምርዲ ዋጋ መሲኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳስወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ እስዎም።

4. ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ካብ ዝሰዓርሉ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዓፂዱ ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ የስዕል። ሰዓራደ ጨረታ አብቲ ዝተብሃስ መዓልቲ ዓፂዱ ተዘደñስዒሱ ዘትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ይውረስ።

5. ኮስጅና እቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽሩስ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐሰጠ እዩ።

6. ንዝበስፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404592 ደዊሱም ምሕታት ይኽእሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo