ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ማሕበረ ዕዳጋ ኣዱሊስ ሰለስተ ሕንፃታት ነኒበይኖም ናይ ምድር ቤት ክሳብ ኢሊቪሽኑ ኮሎነ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሐ ይደሊ

ማሕበር ዕዳጋ ኣዱሊስ

1 ደረጃ 5 ዝኮነ ናይ ህነፃ ጠቅላላ ስራሕ ኮንትራክተራተ ማለትÂ GC/BC 5 ህንፃ A ተጫረቲÂ ደረጃ 6 ዝኮነ ናይ ህንፃ ጠቅላላ ስራትን ኮንትራክተራተ ማለትÂ GC/BC 6 ህንፃ B ን C ተጫረቲ

2Â መለለይ ቁፅሪ ካፋሊ ግበሪ ዘለዎምን ሓፂር ምዝገባ ዝተመዝገቡንÂ ከምኡዉን ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ የካቲተ 2008ዓምÂ ቫት ድክሌረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ 2007 ዓ/ም ነይ ትርፊ ግብሪ ዝከፈሉን ዝከፈልሉ ሰነድ ካብ ዝምልከቶ Â መንግስታዊÂ ኣካል ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15 ሚያዝያ 2008 ዓ/ምÂ ሰዓት 3:30 ንጉሆ እንትከዉነ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዐተ 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪለ ኣብ ዘለዉሉ አበ ቢሮÂ ማሕበር ዕዳጋ አዱሊስ ብግልፂ ይክፈት

5 ተጫረቲÂ ናብ ቢሮና ብምምፃእ ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

6 ኣድራሻና ከተማ ኣክሱም ጣብያ ሓየሎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0911147153 Â ወይ እዉን Â 0913505390 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo