ግልፂጨረታምልክታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2008ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ Tin /ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድ ሕድ ፖስታ ንጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ናይ የካቲት 2008 ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእልን ቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00Â Â በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ Â (ሲፒኦ) ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን 3000 ብር ናይ ፈርኒቸር 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 5/08 /2008 ዓ/ምክ ሳብ 20/8/2008ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት20/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 20/ 08 /2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ፅሑፍ ምፅሐፍ ኣይፍቀድን

9 ናይ ጨረታ ሰነድ አርጅናልን ፎቶኮፒን ከቀርብ አለዎ

10 ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ ፊት ንፊት ሄራን ሆቴል/ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ምፅእ ኢልካ/ ::

11 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0914031563/ 0920433146 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

12 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo