ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2008 ዓ/ም ፍቃድ ንግድን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘሐደሰን

2 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ ገበርቲ ክፍሊ ዘለዎ ኮይኑ ንኩሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ ዘትሕዝ

4 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ምስእሰረ ኣብ 20 መዓለቲታት ናብ ዕቀባ ቢሮ ትምህርቲ ብናይ ቢሮ ትምህርቲ በዓል ሞያ አረጋጊፁ ዘረከብ ክከዉን አለዎ

5 ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ምክፋል ምልካታ ካብ ዝወፀሉ 5/08/2008 ክሳብ 19/08/2008 ሰዓተ 8:00 ብምዉሳድ ዋጋ ዝገልፅ ሰነድ ክሳብ 19082008 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ብሮ ትምህርቲ ቀዳማይ ደብሪ ፈፃሚ ዕደጋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ19/08/2008 ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈፃሚ ዕዳጋ ይክፈት

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳከኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344403477 ወይ ከዓ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo