ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤች ድፒ ትቦን መገጣጠሚን: ናይ ብረት መገጣጠምን :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ናይ ማይ ኬሚካል ኣቁሑት :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት ከምኡዉን ናይ ዘይትን ቅብዓትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

1 ተጫረቲ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን ግብሪን ዝከፈሉን ቲን ናምበር መቅረባይነትን ቫትን ወርሓዊ ድክለለሽን ዝተሐደሰ ኦርጅናል ኣብ ምእሳር ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰሉ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃቦም ናይ ኦርጅናል ኮፒ

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ተሳተፊ መለለለይ መረዳእታ ቲን ቁፅሪ ምዝገባ ካብ ዝምልክቶ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃቦ ናይ ኦርጅናል ኮፒ

4 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረገንዘብ ብር ናይ ኤች ድፒ ትቦን መገጣጠሚን : ናይ ብረት መገጣጠሚን :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቀሑት 7000 /ሸዉዓተ ሽሕ/ ከምኡዉን ናይ ማይ ኬሚካል ኣቁሑተ: ናይ መኪና ዘይትን ቅብዓትን 3000 ሰsለስተ ሽሕ ከትሕዝ ዝክእል

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 05/08/ 2008 ዓም ክሳብ ዕለት 19/08/2008 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ከተማ ዓደግራት ቢሮ ቁፅሪ 7 ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪባ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይከኣ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344452872 0344450106 ወይ ድማ 0344451566 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo