ቁፅሪጉደ/2738/8-2/16
ዕለት07/12/201a6ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 02
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R/4Cace ዝተረኸበ ባጀት ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።
ተቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
1 | ናይ ኮፒዩተር ወረቀት A4 | 80ግራም 1ይ ደረጃ | ብደሰጣ | 80 | ||||
2 | እስክርቢቶ Lince office | ሰመያዊ | ՀՈՂԻ | 80 | ||||
3 | ፍለሽ ሚሞሪ 1ይ ደረጃ | 120ጅቪ | ቁፅሪ | 05 | ||||
4 | ማስታወሻ ማእኸላይ 1ይ ደረጃ | ሲነር ላይን | ደርዘን | 25 | ||||
5 | እስቴፕልስ ናይ ማዕኸላይ | Modle (369) 24/6 1000x10 | ባኮ | 20 | ||||
6 | ናይ ባኮ መኦሽጊ ፕላስተር | ፃዕዳ /አብይ/ | ብቁፅሪ | 05 | ||||
7 | ካኪ ፖስታ | ማእኸላይ | ዴስጣ | 20 | ||||
8 | ፕሮቶኮል መዝገብ ማእኸላይ | 30*40 | ብቁፅሪ | 03 | ||||
9 | ቃለ ጉባኤ ማእኸላይ | 30*40 | ብቁፅሪ | 20 | ||||
10 | ፍለሽ ሚሞሪ 1ይ ደረጃ | 64ጅቪ | ብቁፅሪ | 20 |
መተሓሳሰቢ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ • ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት07/12/16 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/12/2016 ዓ/ም
• እቲ ፕሮፎርማ ዕለት10/12/16 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ዕለት 10/12/16 ሰዓት 3፡30 ሰዓት ይክፈት
• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ዝምልከት ንናይ ባዕሉ ንፁር ፎቶ ኮፒ ዝርኦ ሒዙ ክቀርብ አለዎ
• ሕድሕድተወዳደርቲ አብዝመልኦዎ ፕሮፎርማ ስርድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ወድድር ይወፅእ
● ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ ከምእዉን ናይ ባዕሉ ማሕተም ይገብረሉ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ`ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብ ዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።
ሽምን ፊርማን መቅረባይ-----