ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መጋየፂ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡
5. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3' መዓልታት የረክቡ፡፡
6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 06/12/2016 ክሳብ 9/12/2016 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ናይ ድ/ስዓት ይኸውን፡፡
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344-418556 /0914752718 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡
ዓይነት ንብረት
ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ንፋስ መከላኸሊ | ሴት | 01 | Original | |||||
2 | ሙቐት መከላኸሊ ዳብል ፌስ | ሴት | 01 | Original | |||||
3 | ኣንድሮይድ ቴፕ ሴት | 01 | Original | ||||||
4 | ኣላርም ስታልመንት | ሴት | 01 | Original | |||||
5 | ቁልፊ መትሓዚ | ብቑፅሪ | 01 | Original |