ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ማይጨዉ ንአብያት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ፅሬት አቁሑት : ኣቁሑት ሕትመት: ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን ቲን ናምበር ክቕርብ ዝኽእል

2 ሐዱሽ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

4 ናይ ወርሒ ለካቲት ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

5 መኽበሪ ጨረታ ብር 5000 ንኢልክትሮኒክስ ኣቁሑት: ንፅሕፈት መሳርሒ 4000 : ህንፃ መሳርሒ 3000 : ንመሰራሒ ሕትመት ብር 2000 ከሙእዉን ንፅሬት ኣቁሑት ብር 2000 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለሰ ብር 50 ብምኽፋል ካብ ዕለት 4/8/2008 ዓ/ም ጀሚሩ

ካብ ቤት ፅሕፈትትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ሰዓት ስራሕ ብምዉሳድ ዋናን ቅዳሕን አብ ፖስታ ብምዕሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማሕተምን ብምዕራፍ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 18/8/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ይኽፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 ማዕልቲ ይኽዉን

11 ሰዓራይ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ከተማ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ካምፅእ ዝኽእል

12 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347771234 ምሕታት ይካአል

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo