ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀላሚጦስ ባዕል 8 ሳሜ ብቁፅሪ 4010 : : ባዕል 10 ሳሜ ብቁፅሪ 1250 : ባዕል 12 ሳሜ ብቁፅሪ 2770 : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

Sur Construction PLC

1 ፍቃድ መቅረባይነት ዘለዎ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሐላ/ዝ/ዉ/ማ  ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት  ብምቅራብ ኩሉ ግዜ  ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል  እቲ ጨረታ 30/11/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ  ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo