ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ኣብ ጣብያ ተክለሃይማኖት ቁሸት መንክረ ንዝስራሕ መንገዲ ምፅራግን ቆረፃን ንምስራሕ ዶዘር ብስዓት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

ስለዚ V8R ዝዓይነተን ዶዘር ክተቅርቡ እትክእሉ ተጫረቲ ካብ 3 ሚያዝያ 2008ዓም ክሳብ 18 ሚያዝያ 2008 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም Â ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ምዕዳግ ትክእሉ

ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ከማልእዎም ዘለዎም ረቀሕታት

  1. ናይ ወርሒ ለካቲትሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ
  2. ናይ ኮንስትራክሸን ማሽን ክራይ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነትን ዘለዎም
  3. V8R ዶዘር ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ዝኮኑን ናይ ነዳድን መጋዓዕዝን ባዕሎም ከቅርቡÂ ዝክእሉ
  5. እቲ ጨረታ 18 ሚያዝያ 2008 ዓም ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 8:30 ይክፈት

Â

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo