ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ቤት ፅሕፈት (ፈርኒቸር)፡ሞተር ሳይክል፡ ሕትመትን፡ ስተሽነርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት


1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልሉ ፡ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ፡ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ቀረባ እዋን ሒሳብ ዘፈልጥሉ መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ካብ 30/07/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ንፈርኒቸርን ሕትመትን 5000 ቅርሺ፡ ንሞተር ሳይክል መሳርሕ ፅሕፈትን 6000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/ 08/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 16/08/2007 ዓ/ምሰዓትÂ 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::

6 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያምቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቀዳማይ ደብሪ Â

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408501  ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo