ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ 01

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

1/ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ።

2/ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ IIN NO ዘለዎ።

3/ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ምዃኑ ዝተሓደሰ ሰርቲፊኬት ዘቕርብ

4/ ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኑ አብ ዝመለኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ አልዎ።

5/ ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ዝኾነሉካብ ዕለት 14/10/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/10/2016 ዓ/ም ሰዓት10፡00 ይዕፀው።ዕለት18/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኸፈት።ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተኣጏጏልን።

6/ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

7/ ሰንድ ጨረታ አብ ማርዳ ሕንፃ ትሕቲ ፕላኔት ሆቴል ደብሪ ቑፅሪ 6 ካብ ዝርከብ ቤት ዕዮና ምርካብ ይካኣል።

አጠቓላሊ ውዕሊ

ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተዋዳደርኩ ሰዓራይ እንተኾይነ ነቲ ኮሚሽን ብዘይ ምጉልእላእ ብግኡ ከርክብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዐ እለኹ።

✓ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0962664026/0914741697 ምሕታት ይካኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo