አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ደደሲ፣በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም::

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ፕሮ/ቑፅሪ 08/07/2016

ዕለት: 3/10/2016 ዓ/ም

ምስክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ደደሲ፣በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም::

መምርሒ ተጫረቲ

ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ አትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን-ናምበር ፣ መቅራባይነትን ዘስኩም መረዳእታ ፎቶ-ኮፒ ከተቕርቡ ትኽእሉ

2. ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ ዝርዝር መግለፂ (specification) መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕስት 3-5/10/2016ዓ/ም 2 ፎቕ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 209 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽሱ።

3. ተጫረቲ ብስፔስፊኬሽንን ብሳምፕልን መሰረት ዋጋ ክመልኡ ደግባእ፣

4. እቲ ፕ/ጨረታ ዕስት 5/10/2016ዓ/ም ቅድሚ ስዓት 4፡15 ተዓፅዩ በዚ ዕስት4፡30 ኣብ ካዳሚና 2ፎቕ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቑፅሪ 209 ንኡስ ከደዲ ስራሕ ዕደጋ ደኽፈት

5. ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ዝስዓር ንብረት ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈስጠሱ ዕለት ጀሚሩ ናብ ኣካዳሚና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብር ኣስዎ

6. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲ ትካላትን ኣካዳሚናን ከምጡዕስ ኮይኑ የገልግል፡፡

ኣድራሻ፣ ከተማ መቐለ ቀበሌ 15ጎኒ ኮሚሽን ፖሊስ ወደ ድማ ጎኒ ቢሮ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ብተስምዶ መርከብ ዝበሃል ህንፃ ንርከብ /0939653582 ደዊስካ ምሕታት ደካኣል እዩ፣፣

ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 0914169568

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo