ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ብሔራዊ ሓደጋ ስግኣት ስራሕ ኣመራርሓ ኮሚሽን መቐለ ፅ/ቤት

ናይ ፕርፎርማ ምልክታ

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ ነዚ ከቅርቡ ዝኸእሉ መቕረብቲ ተወዳደርቲ ንዕድም።
መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦

ተ.ቁዓይነት ንብረት ምስ መግለፂኡመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ኮምፒተር ወረቐት 80 ግ 500 ሽት ዝሕዝ Iso 900144 210*297m ብሳንፕል መሰረትደስጣ170
2Per black LINC 50ዝሕዝ ኣርጅናልPkt5
3Pen bulu LC 50ዝሕዝ ኣርጅናልPkt5
4ኣጀንዳ ሌዝር 2024ኦርጅናል (1ኛ ደረጃ)Pkt10
5ማስታወሻ ንእሽተን ሲንየር ላይን128*203 mm 56Gm.70sheetቁፅሪ60
6ንእሽተን መዝገብ ኦርጂናልናጋ5-25 mmቁፅሪ6
7ማእኸላይ መዝገብ ኦርጂናል 30-40 mቁፅሪ5
8hp laser get print cartridge - computer ቀለም 804 ኦርጅናልቁፅሪ2
9ptaser get print cartridge - computer ቀለም 53 ል ኦርጅናልቁፅሪ3
10Hp laser get print cartridge for 2055 ኦርጅናልቁፅሪ10
11hp |aser get print cartridge for p 3015 ኦርጅናል -ቁፅሪ4
12ፍለሽ 32 GBቁፅሪ6
13Kaki posta mediumቁፅሪ200
14ፎቶ ኮፒ ቀለም 2420ቁፅሪ5
15ቦክስ ፋይል ቡሉቁፅሪ50
16Hp |aser jet Prit carridge for P 4014ቁፅሪ2

1) ማህተም ዝዓረፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

2) ፐርፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 04/10/ 2016 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ይዕፀው።

3) ተወዳዳሪ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪ፣ ምስቲ ፐርፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ።

4) ፐርፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 5 /10/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00

5) ሰዓራይ ዝኾነ ትካል እቲ ክሳብ ዕለት 7/10/2016 ጠቕሊሉ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ።

6) ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

7) እዚ ፐርፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

8) እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብምሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ።

9) ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ0914 731134/0914022154 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ምስ ሰላምታ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo