ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓ/ም ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማታት : ናይ መኪና መጋየፅታትን :ናይ ገዛ ኣቁሑት ፈርኒቸር ብግልፂ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ነጋዶ /መቕርብቲ / ክተማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት እዞም ዝስዕቡ እዩም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2008 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲÂ ፍቓዶም ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  2. ኣብ ዝርዝር መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ዝተሐደሰ መታወቅያ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
  3. መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::
  5. ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ የካቲት 2008 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::
  6. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታÂ ዘይመለስ ብር 20.00 ብምክፋል ካብ ላዕ/ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምዉሳድ ይኽእሉ::
  7. ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን
  8. Â ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ሽምን ክታም ኣድራሻንÂ Â Â ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::
  9. Â ጨረታ ዝወፀሉ /ዝቃለሐሉ/Â ለት 28/07/ 2008 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/ 08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 : ዝኽፈተሉ ዕለት 13/08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ይከዉን
  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይÂ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  11. ተጫራታይ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ አለዎ
  12. ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዋሃንስ ቤት ትምህርቲ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo