ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ጎማታትን መገያየፂ መካይንን ኣቁሑት ገዛን ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ

  1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩምን ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  2. ኣብ ዝርዝር መቅረባይ ዝተመዝገብኩም ዝተሓደሰ መለለዩ ካርድ መረዳእታ ክትቅርቡ አትክእሉ
  3. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም
  4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
  5. ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክትቅርቡ እትክእሉ
  6. ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ትክእሉ
  7. ተጫራታይ ቤት ፅሕፈት ካብ ዘዉፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቅራብ አይክእልን
  8. ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ሰነድ ዝቀረበልኩም መወዳደሪ ሰደቃ ሽም ክታምን ኣድራሻን ብዘይምንም ስርዝ ድልዝ ክተስፍሩ አለኩም
  9. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 28 መጋቢት 2008 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 13 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
  10. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣደራሻ ጥቃ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህቲ አፄ ዮሃንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344402420 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo