ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ናይ ሳኒተረ መሳርሕታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ

ሰሊዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ዝሰዕብ ረቀሒ ክተማልኡ ይግባእ

  1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግድ 2008 ዓም ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  2. መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ክተቅርቡ እትክእሉ
  3. ተወሳኪ እሴት ታክስÂ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታን ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን
  4. መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዝኩም
  5. ሰዓርቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዓለኩም መጋዕዝያ ናብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጣናን ከተማ ሽራሮ ብፅሬትን ብመጠንን ክተቅርቡ እትክእሉ
  6. ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻንÂ ዘለዎ ናይቲ ትካል ማሕተምንÂ ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
  7. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ
  8. ጨረታ 11 ሚያዝያÂ 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 15 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡ 30 ይክፈት
  9. መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንመለዋወጢ አቁሑት ነንሕድሕዶም2000 ቅርሺብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
  10. ተጫረቲ ነንሕድሕዶም ኤለክትሮኒክስ መሳርሕታትን ናይ ኮምፒተር ቀለምን ናይ6 ወርሒ ዉሕስና ክህብ ዝክእል
  11. ከተማ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይካየድ እዞም ብዘይምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን
  12. እቲ ትካል Â ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0345500382/0933081061ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo