ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም

መሳርሒ ፅሕፈት ፡አቁሑት ፅሬት ፣ ኤለክትሮኒክስን፣ አቁሑት ቢሮ (ፈርኒቸር)፣ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ፡ መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ፡ዝተፈላለዩ ሕትመታት፡ መለዋወጢ አቁሑ ሳይክል ፡መሳርሒ ህንፃ፡ ዘርኢ አግራብ ፡ናይ ኢድ ጉደጋድ ምስራሕን ፍልፍል ምጉልባትን ከምኡዉን ስራሕቲ ሩፍ ካችመንት

በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ዝተሓደሰ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ፣በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓ ም ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘርፊ ከቅርብ ዝክእልÂ Â ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ ፍልፍል ምጉልባት ከምኡወን ኢድ ካዕቲ ናይ ሞተር መለዋወጢ ቀዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ከምኡወን ሩትካችመንት Â ምዝገባ ቫትÂ ፣ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘፍለጠሉ ወይ ዲክላራሽን ከምኡዉን ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት
  2. ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ንሰነድ ጨረታÂ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ምዉሳድ ይከኣል
  4. መክበሪ ጨረታ ንአቁሑት ቢሮ 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት 3000 ቅርሺÂ ንሕትመት 3000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ንመለዋወጢ አቀሑት ሞተርሳይክል 5000 ቅርሺ ንዘርኢ አግራብ 3000 ቅርሺ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንመለዋወጢ አቁሑት ሳይክል 3000 ቅርሺ ንፍልፍል ምጉልባት ኢድ ካዕትን 5000 ቅርሺ መሳርሒ ህንፃ 3000 ቅርሺ ንመለዋወጢ አቁሑት መከና 3000 ቅርሺ ንሩፍ ካችመንት 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይእዉን ብሲፒኦ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝወሃበ ዝተረጋገፀ ቼክ ተጫረቲ ከትሕዙ ኣለኩም
  5. ሳነዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹምÂ እንትከዉን ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27 መጋቢት 2008 ዓም ጀሚሩ ንተጨረቲ ክፍቲ ይከዉን
  6. ጨረታ 17 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ሰዓት 8 ፡00 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይዉን ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  7. ሰነድ ጨረታ ዝተዳለወሉ ቋንቋ ትግርኛ እዩ
  8. እቲ ናይ ጨረታ መዓልቲ በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ እቲ ጨረታ ይካየድ
  9. ኣብ ማይ ኣብ ቴክኒካል 70%ን ልዕሊኡን ዘምፀአ ፋይናንሻል ይክፈተሉ ብማይ ዝጫረቱ ድማ ደረጃ 8 ክኮኑ አለዎም

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451137 ወይዉን Â 0914777686ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo