ኣብ ማእኸል ህንፀት መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም 3ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተመደበልና በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል /ንብረት/ዕድጊት ንምክያድ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርንቸር ኣቁሕትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም ።

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ማእኸል ህንፀት መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም 3ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተመደበልና በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል /ንብረት/ዕድጊት ንምክያድ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርንቸር ኣቁሕትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም ።

ተጫረትቲ ከማልእዎም ዝግባእ ሮቋሒታት

1. በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊ ስራሕ ሕጋዊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ/ዋ/፤

2. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ዘቕርቡ፤

3. ናይ ግብሪ ከፋለይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ዘለዎ/ዋ/፤

4. ናይ VAT ተመዝገብቲ ሰርተፊኬት ዘቕርብ ።

5. ቫት ተመዝገብቲ ምካኖም ናይ ተኸታታሊ ወርሒ ዲክለረሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

5. እዚዝስዕብጨረታመኽበሪ /Bid Bond/ ከትሕዙዝኽእሉ፣

ተ/ቁዓይነት ዘርፊጨረታ መኽበሪሰነድ መሽጢመብረሂ
1ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ30000200
2ናይ ፈርንቸር ኣቁሕት15000200

7. ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ማ/ህ/መ/መ/ትግራይ ከትሕዝ ዝኽእል

8. ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉካ ብዕለት 16 /09/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 26/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ዓዲ ሓቂ ኣብሲኒያ ባንኪ መቐለ ዝተኻረናዮ ቢሮ 1ይ ደብሪ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ቕዳሕን ነንበይኑ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ዓዲ ሓቂ ኣብሲኒያ ባንኪ መቐለ ዝተኻረናዮ ቢሮ 1ይ ድብሪ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ምእታዉ ይኽእሉ፤

9. እቲ ጨረታ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 26/09/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብ ዓዲ ሓቂ ኣብሲኒያ ባንኪ መቐለ ዝተኻረናዮ ቢሮ 1ይ ድብሪ ተጨረቲ/ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት።ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይ ወኪሎም እንድሕር ዘይተረኺቡ ኣብ ዘየለዉሉ ይኸፈት::

10. ሰዓራይ ጨረታ ንመክበሪ ዉዕል ጨረታ 10% ናይ ዝሳዓርዎ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ክትሕዝ ዝክእል።

11. ብኣሸናፍነት ተመዝጊቡ ብእዋኑ ኣቑሑት ንዘይኣቕረበ መቕረባይ በቲ ናይ ጨረታ ደንቢ መሰረት ኣብ መዓልቲ 1/1000 ብር እናተቐፅዐ ንብረት ኣታዊ ይገብር::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 30 መዓልቲ ይኸዉን፣

13. ተወዳዳሪ ጨረታ ኣብ ዘቕረቦ ናይ ግልፂ ጨረታ ሰነድ ሽሙ፣ ፌርምኡን ኣድራሽኡን ማህተም ናይቲ ድርጅት ብትኽክል ዘየቐመጠን ጨረታ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ እንተልይዎን ካብቲ ጨረታ ይስረዝ ::

14. ተጫረቲ ናይ ሕድ ሕድ ዋጋ ምስ ቫቱ መሊእኹም ንኽተቕርቡ ነፍልጥ:: ምስ ቫቱ እንተዘይመሊእኹም ተወሳኪ ኣሴት ታክስ ከም ዝመለአ ይቑፀር።

15. ተጫራታይ እቲ ጨረታ ኣሸኒፍካ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3/ሰለስተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ 10(ዓሰርተ) ተኸታተልቲ መዓልቲ ንብረት ብሙልኡነት ብናይ ባዕሉ መጓዓዚ መፅዓንን መራገፍን ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ትካልና ከቕርብ ዝኽእል፤

16. ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ዘሎ ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ ብዝኣዘዞ መሰረት ይፍፀም ።

17. ቤት ፅሕፈትና 20% ካብ ሕድ ሕድ ኣይተም /ሎት/ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ።

18. ትካልና ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልውእዩ ።

19. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁ034141 25 05 /0930547711/0914479591 ይደዉሉ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo