ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ሞዴል 105 መከና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 15/16

ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ሞዴል 105 መከና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ካብ 16/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 21/09/2016 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት

ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡

9. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 21/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

10. ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ.

11. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን

12. ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክኸውን ኣለዎ ቫት የወስኸ ምባል ተቐባልነት የብሉን 13.ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ኮሚሽና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣

➢ ኮሚሽና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0914785469 ደዊልኩም ምሕታት

ትኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo