ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒታትን : ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ


1ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ቢሮ ገዛን ኣቅሑት : ናይ ህንፃ መሳርሒ በቢ ዘፈር ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ 2015 ዓም ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2016 ዓም ናይ ትሰርሕሉ ስራሕ ዘፈር ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ቅደሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

3 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ቅደሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቅደሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝተመዝገበሉ ወረቀት ምስክር ቅደሕ ክተትሕዙ እትክእሉ

6 ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ ፀብፃብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብ ፖስታ ዝዕሸግ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እስት ታክስ ምስክር ወረቀት ዝተሐደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ናይ ከፈሊ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዘቅረበሉ ብግልፂ ዝረአ ቅዳሕ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ዝተመለአ ሰነድ ጨረታ ዝርዝር መዓቀኒ መሕተምን ፊርማን ናይ ተጫራታይ ብምግባር ክከዉን አለዎ

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኮፒ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ከልተ ፖስታ ነኒ በይኑ ተዓሺጉ ኣብ ዝባኑ ምልክት ብምግባር ከቅርብ ዝክእል

9 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ኣበ ዝኮነ ይኩን ዝተአገደ ነዳጋይ ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይክእልን

10 ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዝሕትትን ጨረታ ከይሳተፍን ክሳብ ምእጋድ ዘብፅሕ ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑ

11 ተጫራቲ ዋጋ እንትመለእ ኣብ ሞንጎ ነፀላ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ኣፈላላይ ክህልዉ የብሉን አፋላላይ እንትህልዎ ናይ ሐደ ዋጋ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

12 ተጫረቲ ቅድሚ ሰነድ ጨረታ ምከፋቱ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ዝተሰርሐ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ስፒኢ ብጥረ ገንዘብ መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 : ንናይ ቢሮ ገዛ አቅሑት 3000 ቅርሺ : ንናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት 10000 ቅርሺ ክትሕዝ ዝክእል

13 ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ተጫረቲ ዝሐዘ ካብ ዕለት 12/9/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 27/9/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ድሕሪ ሰዓት 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ከተማ ዓዲሃገራይ ብኣካል እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡ ትክእሉ

14 እቲ ጨረታ ዕለት 28 /9/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ሰዓት ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ይከፈት ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም በዘይምርካቦም ጨረታ ሰነድ ንምክፋት አይክልክልን

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943661422 / 0914776621 / 0949440110

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo