ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል A4 80 ግራም ናይ ኮምፒተር ወረቐት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 64/2016 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል A4 80 ግራም ናይ ኮምፒተር ወረቐት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 11011/ግ/ል/ትልሚ ዕለት 14/09/2016 ዓ.ም ልምዓታዊ ትልሚ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1A4 80 ግራም ኮምፒተር ወረቐትደስጣ370
ጠ/ድምር

N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 15/9/2016 ዓ.ም ክሳብ 17/9/2016ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo