ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና አልባሳት ራበርሽትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣለማጣ

1በቲ ዘፈር ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: Â ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ: ቲን ነምበር: Â ዝተሐደሰ Â ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎም ናይ ወርሒ ለካቲት 2008 ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ

2 መክብሪ ጨረታ ንመድሓኒት 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ) ቅርሺ ንአልባሳት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይዉን ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ ቼክ ከትሕዙ Â አለዎ

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3+ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋÂ Â 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብድሕሪቱ ናይ ባንኪ ማሕተም ዝዓረፎ Â ቼክ ከትሕዝ አለዎም

4 Â ሳዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ከምዘለዎ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 23/07 /2008 ዓ/ም ክሳብ 7/08/ 2008 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 10/08/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪ Â ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

7 ትካልና ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 74 01 52 /03 48 74 01 38 Â ምሕታት ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo