ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና 166 ሞዲል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

ቑፅሪ 00107/ፕሮ-05/16

ዕለት 14/09/16

ፕሮፎርማ ምክታ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት

ተ.ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመለዪ ቑፅሪመከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
01Shock absorbor ( FP)48511-80065pcs02

ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ንመኪና 166 ሞዲል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብ ፕሮፎርማ ምልክታ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ተጫረቲ፡-

❖ በዚይ ዘርፍ ናይ ዘመኑናይ 2016 ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ።

❖ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዪ ቁፅሪ ዘለዎ።

❖ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ናይ 2016 ምስክር ወረቐት ዘለዎ።

❖ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይ ተዋዳዳራይ ማህተም ፌርማን ዕለትን ዘይተማለእ ወሱን ጨረታ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ አቐድምና ንገልፅ።

❖ ተጫራቲ ዝሰዓረ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ግልጋሎት ክህብ ዝክእል

❖ እዚ ናይ ወሱን ጨረታ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ቴ/ሞ/ኣርኣያ ዘሪሁን መፂእኹም ምዉሳድ ትኽእሉ፡፡

❖ ተጫረቲ መወዳዳሪ ሰነድኹም ካብ ዕለት 14/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት19/0/16ዕዓ.ም ናብ ኮሌጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ክተቐርቡ ትኸእሉ፡፡

❖ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 19//2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን፡፡

❖ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት19/3/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን ፡፡

❖ እዚ ውሱን ጨረታ ከም ውዕሊ ዝሕሰብ ይኸውን

❖ ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል - ጨረታ - ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

❖ ኣድራሻና ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና 0344419498

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo