ኮሚሽን ኢንቭስትማንት ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ክልል ትግራይ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ 02

ኮሚሽን ኢንቭስትማንት ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝጥቐመለን ፔጆ ና ያሪስ ተሽካርካሪ ግልጋሎት ዝውዕል መላዋወጢ ኣቑሑ መኪና ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካንዙይ ንታሕቲ እተማልኡ ተጭእረቲ ክትሳተፉ ንሕብር።

1/ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ናይ ዘመኑ ዘሐደሰ።

2/ ናይ ግብሪ ኸፋሊመለለይ ቑፅሪ TIN NO ዘለዎ።

3/ ናይ መቅረብቲ ዘርዝር ምዃኑ ዝተሓደሰ ሰርቲፊኬት ዘቕር

4/ ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኑ አብ ዝመለኦ ዋጋ ምስ ሻቱ ሓዊሱ ክመልእ አልዎ።

5/ ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ዝኾነሉካብ ዕለት 13/9/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/9/2016 ዓ/ም ሰዓት11፡00 ይዕፀው።ዕለት17/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም

ብዘለዎ ይኸፈት።ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተኣጏጏልን።

6/ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ

መሰሉ ሕልው እዩ።

7/ ሰንድ ጨረታ አብ ማርዳ ሕንፃ ትሕቲ ፕላኔት ሆቴል ደብሪ ቑፅሪ 6 ካብ ዝርከብ ቤት ዕዮና ምርካብ ይካአል።

አጠቓላሊ ውዕሊ

አነ በዓል ትካል ነዚ ዝተዋዳደርኩ ሰዓራይ እንተኾይነ ነቲ ኮሚሽን ብዘይ ምጉልእላእ ብግኡ ከርክብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዐ እለኹ።

ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0962664026/0914741697 ምሕታት ይካአል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo