ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዝትቀመሎም አቁሑት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኮምፒተርን ተዛምድን ፡ጀነሬተራት፡ ወናብር ሰልጠንቲን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ

ስለዚ ንነፍስወከፍ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 10 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

እቲ ጨረታ 10 ሚያዝያ 2008 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ክፍሊ ቁፅሪ 205 ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0914787925 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo