ምልክታ ፕሮፎርማ
ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ | መፍለይ/ሞዴ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ካርድ ስትራፕ ዘለው ብሳምፕል | SD460 | ፓክድ | 100 | |||||
2 | Ribbon and Cleaning Sleeve SD460 ናብ SD460 ዝገጥም ብሳምፕል | RO10 | ብቑፅሪ | 50 | |||||
3 | Electrical Bored Contact Cleaner | ብቑፅሪ | 1 |
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2015 ዓ.ም ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።
3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእልን።
4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ክገልፁ ዝኽእሉ።
5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ካብ ዝተነገሮም ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኸእሉ።
6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።
7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/09/2016 ዓ/ም ክሳብ 16/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208 ዝኸፈት ይኸውን።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 208 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት
ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ።
ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ