ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ መደበኛ በጀት 2ይ ዙር ገዝኢት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክ ስ አቁሑት ፅሬት ሞተር ሳይክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

  1. ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን
  2. ንመሳረሒ ፅሕፈትን ሞተር ሳይክልን ጥራሕ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ንኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፅሬት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ብማዕረ ዝሳተፉ ምካኖም ክፍለጥ አለዎ
  4. Â ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 24 መጋቢት 2008 ዓ/ም ክሳብ 10 ሚያዝያ 2008 ዓ//ም ይኸዉን
  5. Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10 ሚያዝያ 2008 ዓ//ም Â ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኮይኑ
  6. Â ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 10 ሚያዝያ 2008 ዓ//ም ኮይኑ ንጎሆ ሰዓት 3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይኸዉን
  7. Â ንሕድሕድ ጨረታ መኽበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል
  8. Â ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መሸጢ ብር 50 ኮይኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቢሮ ቁፅሪ 4 ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ሰኒ ክሳብ ዓርቢ አብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
  9. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ አለዎ
  10. ሰዓራይ ድሕሪ መፍለጢ ዉፅኢት ጨረታ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ
  11. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 /0346640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo