ኮለጅ ለፖሊስ ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ /ክትሳተፉ/ፋ ይዕድም፡፡

ፖሊስ ኮሌጅ ክልል ትግራይ

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 2 - -ዓም

ኮለጅ ለፖሊስ ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ  ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ /ክትሳተፉ/ፋ ይዕድም፡፡

መምርሒተወዳደርቲ/ተጫረቲ ፕሮፎርማ/

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TI/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቑ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቅርብ ዝኸእል።

5. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተመዓልቲ ብናይ ባዓልኹም ትራንስፖርት ናብ ኮለጅፖሊስ ትግራይ

6. 17ቀበሌ ዝርከብ ንብረት ከፍሊ ክተቕርቡ ትኸእሉ። ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይቁዕርኹም ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክሜትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም ኣድሪሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 12/09/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/09/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲዕለት ንሱ ሰዓት 4፡30 ሕዚ እንርከበሉ ቦታ ኣብኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 310 ይኽፈት፡፡

7. ሰዓርቲ እተቕርበዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፌክሽን

ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ፡፡

8. ኣብ እስቶር ኣቑሑት ዝይብሉ ተወዳዳሪ ሰዓረይዝኾነ ትካልኣብ ስራሕና ንዝበፅሕ ምትእጉጓል ተጠያቒ ምዃኑ፡

9. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዚ ኣብ መንጎ ሰዓረይ ትካልን ቢሮ ኮለጅ ፖሊስ ትግራይን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

እዩ፡፡

11. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 2ተ ናይ

ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

12. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914048071 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ፡፡

ምስ ሰላምታ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo