ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ንከተማ ዓዲዳዕሮ ንአገልግልት ናይ ፅሪጊያ ማእከል መብራህቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎን ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ቅዳሕ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ ቅዳሕ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ደፈተር ዘለዎ ቅዳሕ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተዉሃቦም ምስክር ወረቀት እሴት ታክስ ክቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ መጋቢት 2016 ዓም ሪፖርት ተወሳኪ አሴት ታክስ ቅዳሕ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 4 /9/2016 ዓም ክሳብ 18 /9/2016 ዓም አብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ኣብ ዘቦ ኣርባዕተ ኣብ ዉሽጢ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ግቢ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 7 ህንፃ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ጥራሕ ብምክፋል ክሳብ 18/9/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ክወስዱ ይክእሉ

7 ጨረታ 18/9/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ በቲ ምልክታ ዝወፃ ኣማሊኡ ተተረኪቡ ብዘየለዉሉ ምክፋት ዝዓግቶ ነገር የለን

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ንተከታታሊ 20 መዓልቲ ይከዉን

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስረ ከሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ብስፒኦ ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል

11 እቲ ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 መከበሪ ጨረታ 25000 ቅርሺ ጥራሕ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሰፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932330059  / 0914777547

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo