ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢትትፈልም/ ናይ ሕተመት ስራሕ ደፈተራት ፗድን ፓድን ኣጫሪቱ ንከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም ንገልፅ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2008 ዓ/ምÂ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::
  2. ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀÂ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
  3. ናይ ጨረታ መክበሪ ካብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
  4. ጨረታ ዝሰዓረና ብዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል::
  5. ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/ 07/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/07/2008 ዓ /ምÂ ክሳብÂ ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
  6. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 5/ 07/2008 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
  7. ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት ማ / ፋይናንስÂ 4ይÂ /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 100.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
  8. እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo