ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ጋራጅ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

Sur Construction PLC

1ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲካብ 6 ጉንበት 2016 ዓም ከሳብ 26 ጉንበት 2016 ዓም  ክሳብ ሰዓተ 3:30 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ላ/ዝ/ዉ/ማ  ህንፃ  ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ብምቅራብ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ  ከፊልኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ  26/ጉንበት/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo