ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብርክት ዝበሉ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ናዉቲ ቢሮን፡ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

ቤት ምክር ክልል ትግራይ
  1. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን በዚ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ብምምፃእ ምዉሳድ ይከኣል
  2. ጨረታ ካብ 22 መጋቢት ክሳብ 7 ሚያዝያ 2008 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 7 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
  3. ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo