ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ላፕቶፕ ኮምፒተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ

በዚ መሰረት ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዕዳግ ክትጫረቱ ትክእሉ

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃስስ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ፡ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ፡ ኣብ መቅረባይነተ ዝተመዝገቡ ምኮኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ግብሪ ምክፋሎም ዲክላራሱዩን ማለት እዉን ፀብፃብ ሒሳብ ናይ ወርሒ መጋቢት ፡ ሚያዚያ ወረቀት ምስክር ብቅዳሕ መልክዕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ንምድብ 40000 ብር ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ ስፒኦ ወይድም ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

4 እቲ ጨረታ ብክልተ ፖሠታ ተዓሺጉ ከቅረብ ዘለዎ እንተከዉን ዋና ምስ ቅዳሕ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ

5 ፍቃድ ንግዲ ፡መለለየ ከፈልቲ ግብሪ ፡ ቃለ ማሓላ ፡ ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ ምስክር ወረቀት ፡ ስፒኦ ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ዋና ሰነድ ከትሕዙ አለዎም

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 200 ቀርሺ ከፈሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቀጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

7 ከምእዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርምኦም ኣድራሾምን ከግልፅ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ መብርሂ ወይድማ ናይ ምምሕያሽ ሕቶ ተሊዎም ቅድም ካብ ዝተወሰነ ግዘ ብቁፅሪ ስልኪ 0344402801 ክሓቱ ይክእሉ

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 5 ጉንበት 2016 ዓም 16 ጉንበት 2016 ዓም ኮይኑ 16 ጉንበት 2016 ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

12  ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ኣብ ጣብያ ፈልሲ ዒላላ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo