ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ቤት መዘጋጃ በጀት ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 01 ን 02 ናይ ዉሽጣ ዉሽጢመንገዲ ብዝተመረፀ ሐመድ ፅገናን ሐድሽ ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ብመንግዲ RC ወይድማ ደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንስትራክሽ GC ትካላት ንግዲ ንማሕበራት ኮንስትራክሽንን ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልመዓት ደቀቅቲን አናእሸተይ ትካላት ንግዲ ዝተዉሃቦ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት

2 ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ምዝገባ ንግዲ ምስክር ወረቀት ተመዘጋባይነት ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ መሰከረም 2016 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘቅረቡ

3 ምዝገባ ካርዲ ተኮናተራይንትን ኮንስትራክሽን ወረቀት ከፋለይነት ግበሪን መቅረባይነትን ብክልተ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 45000 ቅርሺ ብብሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትከላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትከላት ብዘረጋግፅ ቼክ ወይ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ስፒኦ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ነቲ ፕሮጀከት ንምስራሕ ዘድሊ ኩሎም ማሽነሪታት ዘለዎም ክኮኑ አለዎም

6 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ከተማ እናዳባጉና ቢሮ ቁፅሪ 6 ምዉሳድ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ኩለም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 7/9/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እናዳባጉና ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 6 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914425609 / 0914231000

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo