ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ፅሬት መሳርሒ፤ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እንትፅውዕ ዝርዝር ዘድሊ ዓይነት ንብረት ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ፅሬት መሳርሒ፤ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እንትፅውዕ ዝርዝር ዘድሊ ዓይነት ንብረት ከም ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በቢ ስራሕ ዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉን ከምኡ ድማ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ኮፒ ከቕርቡ ኣለዎም

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ኣብ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ብምምላእ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ኣማሊኡ ከቅርብ ኣለዎ ዝርዝር ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ምውሳድ ይካኣል እዩ

3/ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 02/09/2016 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ዕለት 05/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ይኽፈት ድሕሪ ፕሮፎርማ ምኽፋቱ/ምዕፃው /ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን7 መዓልቲ ይኸውን

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስ ተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ንኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ምስ ኣረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኽፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10.000ብር

እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸፍል ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ኣብ በዝሒንብረት 20% ክዉስኽ ወይ ክቅንስ ዝኽእል ምዃኑ

6/ መስራቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ

እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408918 /0913740315/0914689374 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ረ/ኮሚሽንኣብያተህንፀት ትግራይ/

ኣድራሻና፦ መቐለ 09 እንዳተክለሃይማኖት ቤተ-ክርስትያን በሪ ፊትንፊት ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ንርከብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo