ምልክታ ግልፂ ጨረታ ይምልከት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክከተማ ሰሜን ኣብ ከተማና ብቻ ሊስ ቤት ፅሕፈት ወሊ ተረክበ ኣድጊ ስለ ዘሎ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ተ/ቁ | ዓይነት እንስሳ | ዝርዝር መግለፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ኣድጊ | በላ | ቁራ | 01 |
1. እቲ ሓደ ኣድጊ ዝሕብ በታ ኣብ ጣብያ መስፈን ቀጠና ሰለስተ እንዳ ኣቶ ፈፁም መርግላ
ዝርከብ ምዃኑ ።
2. ተጫረቲ እቲ ኣድ ኣስላም ቦ ኣካል ብምካድ ምርእይ ዝካኣል ምኳኑ ።
3. ተጫረቲ ናይቲ ኣድጊ ዋጋ ኣብ ወረቀት ብምምላእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክኣትው ይግባእ
4. እቲ ምልክታ ረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 22/08/2016 ም ክሳብ 01/09/16ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይ ረታ ዝዕ 02/09/16ዓ/ም ሰዓት3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓዕዩ ዕለት 02/09/2016 -ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ኦ/ንብ/ምምሕዳርን ዝክፈት ኮይኑ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረክም ንምክፋት እይኸልክልን ።
5. ተራይ በዓራይ ምዃኖም ምስ ተነበረ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናይቲ ኣድጊ ዋጋ ኣታዊ
ብምግባር ክወስድ ዝክእል ።
6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እን ረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራሽ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
7. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ጉብ ቤት ፅሕፈት ት/ፉ/ክ ሰሜን ከዕን ምምሃር ዘይምለሳ ብር 100 ብምክፋል ምልክት ካብ ዝውሰሉ ዕለት ጀሚሩ ለነድምግዛእ ይካኣል
8. እብሪት ሰነድ ዝነ ይኩን ፅሑፍን ሰሓፍ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀን ዘ
9. ኣድራሻና 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ) ከሰሜን ፊት ለፊት ወይ ድማ ናይ ሆስፒታል መተለ መዕፀፊ ሕልፍ ኢልካ ናይ ቀደም ነን ሆቴል ህንፃ ዝነበረ Gተ 4 ንርከብ
10. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 4 41 79 10 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።
11. ናይ ጨረታ መፅሀጡን መኽፈትን በዓል ወይ ቀዳምን ሰንበትን እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን።