ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተትሓዘ ጠሊ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ናይ ዝሽወጥ ንብረት ምልክታ ግልፅ ጨረታ

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተትሓዘ ጠሊ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ክትወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ/ቁዝርዝር ንብረትመግለፂመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ጠሊተባዕታይቁፅሪ01


መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/08/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 9/09/2016 ዓ.ም ሰዓት8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 9/09/2016ዓ.ም ድማ 9፡00ይኽፈት

2. ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ-ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

3. ናይ ትልምን ፋይናንስን መትሓዚ ስፒኦ 2000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል

4. ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ

5. ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

6. ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር።

7. ንብረታት ኣብዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል

8. ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ

ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo